Fana: At a Speed of Life!

ኢጋድ ማእኸል ሕክምና ካንሰር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ ከመርቕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢጋድ ማእኸል ምርምር ካንሰር እዚ ቀጣና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ ብዕሊ ከመርቕ ኢዩ።

ኣብቲ ስነ ስርዓት ኣፈፃሚ ስራሕ ኢጋድ፣ ኣምባሳደራት ኣባል ሃገራት፣ ላዕለዎት ሰብ መዚ ኢትዮጵያን መሻርኽቲ ልምዓትን ክሳተፉ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

እቲ ዘመናዊ ማእኸል 500 ሚሊየን ዶላር ወፃኢ ዝተገበረሉ ኢዩ ተባሂሉ።

እቲ ማእኸል እንትዛዘም ናይ ካንሰር ምርመራ፣ ሕክምናን
ዝተፈላለዩ ምርምራትን ክካየድሉ ኢዮም ተባሂሉ።

ንህንፀት እቲ ማእኸል 200 ሺሕ ካሬ ሜትር መሬት ካብ መንግስቲ ኢትዮጵያ ተበርኪቱ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.