Fana: At a Speed of Life!

ኣሜሪካ፣ ጃፓንን ፊሊፒንስን ሓበራዊ ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ ክገብራ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ፣ ጃፓንን ፊሊፒንስን ሓበራዊ ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ ክገብራ ኢየን።

እቲ ልምምድ ብታሪክ ሰለስቲአን ሃገራት ንፈለማ እዋን ዘካይድኡ ዘለዋ ኢዩ ተባሂሉ።

ኣሜሪካ ኣብቲ ዞባ  ወታደራዊ ዲፕሎማሲኣ ክብ ንምባልን ስትራቴጂያዊ ረብሓኣ ንምሕላውን እትገብሮ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ብተወሳኺ ቻይና ኣብ ደቡባዊ ባሕሪ ቻይና ብተደጋጋሚ ንእትገብሮ ወተሃደራዊ ልምምድ ዓፀፋዊ ምላሽ ከምዝኾነ ኣልጀዚራ ፀብፂቡ።

እቲ ልምምድ ን7 መዓልታት ዝፀንሕ እንትኸውነ፥ ኣውስትራሊያ ብተዓዛብነት ከምእትሳተፍ ተሓቢሩ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.