Fana: At a Speed of Life!

ኣሜሪካ ልዕሊ 1 ነጥበ 2 ሚሊየን ዶዝ ተወሳኺ ክታበት ኮቪድ 19 ደገፍ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ልዕሊ 1 ነጥበ 2 ሚሊየን ዶዝ ተወሳኺ ክታበት ኮቪድ 19 ደገፍ ገይራ።

እቲ ደገፍ ኣብ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ጊታ ፓሲ  ንሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጥዕና ወይዘሮ ሳህረላ ኣብዱላሂ ኣረኪበን፡፡

እቲ ክታበት “ጆንሰን ኤንድ ጆንሰን” ዝተብሃለ ከምዝኾነ ኣምባሳደር ጊታ ፓሲ ተዛሪበን፡፡

ኣብ ኢትዮጵያ ምልባዕ ፃይረስኮሮና ንምክልኻል ዘገልግል ከምዝኾነ ድማ ካብ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዝኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.