Fana: At a Speed of Life!

ኣሜሪካ ብኮቪድ-19 ኣብ ሓደጋ ንዝወደቐ ኢኮኖሚኣ ንምሕጋዝ 2 ትሪሊዮን ዶላር በጀት ኣፅዲቓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ሜሪካ ብምኽንያት ኮቪድ-19 ኣብ ሓደጋ ንዝወደቐ ኢኮኖሚኣ ንምሕጋዝ 2 ትሪሊዮን ዶላር በጀት ኣፅዲቑ።

እቲ ዝፀደቐ በጀት ንሓገዝቲ ትካላት፣ ትካላት ንግዲን ስርዓት ጥዕናን ንምሕጋዝ ከምዝውዕል ተገሊፁ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.