Fana: At a Speed of Life!

ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ልዕሊ 302 ሺሕ ዶዝ ክታበት ኮቪድ-19 ድጋፍ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ  302 ሺሕን 400 ዶዝ ክታበት ኮቪድ-19 ድጋፍ ገይራ።

እቲ ክታበት ጆንሰን ኤንድ ጆንሰን ዝተብሃለ ከምዝኾነ ኣብ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵታ ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ኣብ ኢትዮጵያ ዝርአ ምልባዕ ቫይረስ ኮሮና ኣብ ምክልኻልን ምቁፅፃርን ልዑል ግደ ክህልዎ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.