Fana: At a Speed of Life!

ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ሰሜን ኮሪያ ማዕቐብ ንኽንበር ዘቕረበቶ ሕቶ ብቻይናን ሩሲያን ተኣጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ሰሜን ኮሪያ ማዕቐብ ንኽንበር ናብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዘቕረበቶ ሕቶ ብቻይናን ሩሲያን ከምዝተኣገደ ተገሊፁ።

ሰሜን ኮሪያ ባላስቲክ ሚሳኤላት ምውንጫፋ ስዒቡ ኣብ ልዕሊ ሓሙሽተ ሰሜን ኮሪያውያን መሳዕቐብ ንኽንበር ኣሜሪካ ዘቕረበቶ ሕቶ ኢዩ ብቻይናን ሩሲያን ተኣጊዱ ዘሎ፡፡

ቻይና ቤት ምኽሪ ፀፅታ ኣብ ጉዳይ ሰሜን ኮሪያ ዕፁው ኣኼባ ቅድሚ ምግባሩ ማዕቐብ ንኽንበር ካብ ዋሸንግተን ዝቐረበላ ሕቶ ውድቂ ዝገበረቶ እንትትከውን፥ ሩሰዲያ እውን ብተመሳሳሊ ሕቶ ማዕቐብ ኣሜሪካ ከምዝተቓወመት ተገሊፁ፡፡

ኣባል ቤት ዕዮ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካን ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ውሕመን ኣምባሳደር ሊንዳ ቶማስ ግሪንፊልድ ውሳነ ክልቲአን ሃገራት ኣመልኪተን ኣብ ዝሃበኦ ርኢቶ፥ “ቻይናን ሩሲያን ሕቶና ውዱቕ ምግባረን ኣብ ልዕሊ ኣሜሪካ ፅዕንቶ ኣይህልዎን”፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.