Fana: At a Speed of Life!

ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ክተንብሮ ዝሓሰበቶ ማዕቐብ  ቻይና ተቓዊማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ክተንብሮ ዝሓሰበቶ ሓዱሽ ማዕቐብ  ቻይና ተቓዊማ።

ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ሊጂያን ዣዎ ፥ ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ክተንብሮ ዝሓሰበቶ ማዕቐብ  ቻይና ከምእትቃወም ኣብ ትዊተር ገፆም ፅሒፎም።

ኣሜሪካ ብጥንቃቐ ሃናፂ ግደኣ ክትዋፃእ ኢያ ኢልና ንኣምን ኢሎም።

ኢትዮጵያ ኣፈላላይ ንምፍታሕ፣ ሃገራዊ ምርድዳእ ንምፍጣር ፣ ሰላምን ምርግጋዕን ንምርግጋፅ ዓቕሚን ጥበብን ከምዘለዋ ንኣምን እውን ኢሎም እቶም ኣቐባሊ ቃል።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.