Fana: At a Speed of Life!

ኣሜሪካ ክታበት ዓበቕ ህበይ ምሃብ ከምትጅምር ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)300 ዝኣኽሉ  ኣሜሪካውያን ብሕማም ዓበቕ ህበይ ምትሓዞም ስዒቡ እታ ሃገር ኣብ ዝተፈላለዩ ግዝኣታታ ክታበት ምሃብ ከምትጅምር ኣፍሊጣ።

ኣብ ዝቕፅሉ ኣዋርሕ እውን ዋይት ሃውስ 300 ሺሕ ክታበታት ንምክፍፋል ትልሚ ከምዘለዎ ተሓቢሩ።

በሚቀጥለው ዓመት 1 ነጥብ 6 ሚሊየን ያህል ክትባቶች እንደሚያሰራጩም ነው የተጠቆመው

ኣብ ዝቕፅል ዓመት 1 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዝኣኽሉ ክታበታት ከምዝከፋፈሉ እውን ተገሊፁ፡፡

ኣሜሪካ ክታበት ናይ ምክፍፋል ትልሚ ተግባራዊ እንትትገብር ዝርገሐ እቲ ቫይረስ ብቅልጡፍ ምግታእ ከምዝከኣል ተሓቢሩ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.