Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ተሾመ ምስ ዳይሬክተር ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ምስ ዳይሬክተር ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ው ፔንግ ተዛቲዮም።

እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊ ርክብ፣ ቀጠናዊን ሓበራዊ ዓለም ለኻዊ ጉዳያትን ትኹረት ዝገበረ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ነቶም ዳይሬክተር ኣብ ውሽጣዊ ጉዳያት ኢትዮጵያ፣ ብዛዕባ ጉዳይ ዶብ ኢትዮ ሱዳንን ህዳሰ ግድብ ኢትዮጵያን ብዝምልከት መብርሂ ሂበምዎም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.