Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ነቢል ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ሱዳን ነቢል ማህዲ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ዶክተር ጄምስ ዋኒ ኢጋ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኢትዮጵያ ኣድሂቦም ተዛቲዮም።

ኣምባሳደር ነቢል ጥንኩር ርክብ ክልቲአን ሃገራት ብምልዓል ተረባሕነት ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዘደንፍዑ ጭቡጣት ስራሕቲ ልምዓት ክድገፉ ከምዝግባእ ገሊፆም።

ብመንፅር እዚ ክልቲአን ሃገራት ብመሰረተ ልምዓት መገዲን ሓይሊን ንምትእስሳር ዝተጀመረ ፃዕሪ ንኽዕወት ምስራሕ ከምዘድሊ ኣገንዚቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.