Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ደሚቱ ምስ  ዋና ዳይሬክተር ትካል ምግብን ሕርሻን ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣምብሳድር  ኢትዮጵያ  ኣብ ጣሊያን ደሚቱ ሃምቢሳ ምስ  ዋና ዳይሬክተር ትካል ምግብን ሕርሻን  ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ፋኦ) ዶክተር ኩ ዶንግዩ ተዛቲየን።

እቲ ትካለ ምስ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘለዎ ሽርክናን ምትሕብባርን ብፍላይ ኣብ ዝሓለፉ  ዓመታት ኣንበጣ ኣብ ምክልኻል፣ ልምዓት ህንፀት ዓቕምን ስራሕቲ ንዘገበሮ ድጋፍ ኣመስጊነን፡፡

ኣምባሳደር ደሚቱ÷ ኢትዮጵያ ብልዑል ናይ ምግቢ ሜካናይዜሽን፣ ማዳበሪያ አቕርቦትን አግሮ ኢንዱስትሪ መቀነባበሪ ፋብሪካታትን ብምጥንኻር ናይ ምግቢ ውሕስና ንምርግጋፅ እትገብሮ ፃዕሪ ኣብሪሀን፡፡

እቶም ዋና ዳይሬክተሩ ድማ  ምስ ኢትዮጵያ ሓቢሮም ንምስራሕ ዘለዎም ድልየትምርግጋፆም ካብ  ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.