Fana: At a Speed of Life!

ኣርቲስታት ኦሮሞ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ይዛተዩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣  27 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ኦሮሞ፣ ማእኸል ባህሊ ኦሮሞን ማሕበር ኣርቲስታት ኦሮሞን ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ይዛተዩ ኣለዉ።

እቲ ዘተ ኢትዮጵያ ንምድሓን ክወፍር ኢየ፣ ኣብ ዝኾነ ይኹን ቦታ፣ ኣብ ዝኾነ ይኹን እዋን ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ እቲ ዘተ ዝካየድ ዘሎ።

ኣብቲ መድረኽ ብዙሓት ኣርቲስታት ኦሮሞ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልል ይሳተፉ ኣለዉ።

ብዘመድኩን ምስጋናው

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.