Fana: At a Speed of Life!

ኣሰልጣኝ ፍሬው ሃይለገብርኤል ዋና ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ኮይኖም ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰልጣኝ ፍሬው ሃይለገብርኤል ዋና ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ኮይኖም ተሸይሞም።

ብመሰረት እዚ ድሕሪ መዓልቲታት ብኣሰናዳእነት ዩጋንዳ ክካየድ ኢዩ ትፅቢት ዝግበረሉ ውድድር ኩዕሾ እግሪ ደቂ ኣንስትዮ ሴካፋ ሉሲታት ብኣሰልጣኒ ፍሬው ሃይለገብርኤል ክምረሓ ኢየን፡፡

ኣሰልጣኒፍሬው ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ትሕቲ 20 ዓመት ብመሓዝ ሻምፒዮና ፅዋዕ ሴካፋ ክኾኑ ዝኸኣሉ እንትኾኑ፥ ካብዚ ብተወሳኺ ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ትሕቲ 20 ዓመት ክሳብ መወዳእታ ዙር ክጓዓዙ ከምዝኸኣሉ ካብ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.