Fana: At a Speed of Life!

ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣውሮፓ ንኢትዮጵ 13 ሚሊየን ዶዝ ክታበት ኮቪድ_19 ለጊሰን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣውሮፓ ንኢትዮጵ 13 ሚሊየን ዶዝ ክታበት ኮቪድ_19 ለጊሰን።

ካብ ሞንጎ ሓገዝ ዝገበራ ሃገራት ፈረንሳይ፣ ፊንላንድ፣ ዴንማርክ፣ ግሪክ፣ ጣልያንን ስዊድንን ይርከበኦ፡፡

እቲ ዝተገበረ ሓገዝ፥ ሚኒስቴር ጥዕና ኣብ መላእ ሃገር ዝርገሐ ክታበት ኮቪድ-19 ንምብፃሕ ዝገብሮ ፃዕሪ ከምዝሕግዝ ተገሊፁ፡፡

ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣውሮፓ ቅድሚ ሕዚ ልዕሊ 24 ሚሊየን ዶዝ ክታበት ንኢትዮጵያ ምልጋሰን ካብ ኤምባሲ ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ዝረኸብናየ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.