Fana: At a Speed of Life!

ኣባል ሃገራት ጉጅለ 7 ሓደ ቢሊየን ክታበት ኮቪድ ክልግሳ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሃገራት ጉጅለ 7 ሓደ ቢሊየን ክታበት ኮቪድ ንማዕበልቲ ሃገራት ንምልጋስ ተስማዕሚዐን።

እቲ ሓገዝ ኣብ ዝቕፅል ዓመት ዝወሃብ ከምዝኾነ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር እንግሊዝ ቦሪስ ጆንሰን ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ ኣብሪሆም።

እቲ 100 ሚሊየን ክታበት፥ ኣብ እንግሊዝን ኦክስፎርድን ዝፈሪ ኣስትራዘኒካ ከምዝኾነ ገሊፆም።

ፍልፍል፡- ቢቢሲ

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5…

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.