Fana: At a Speed of Life!

ኣባል ሃገራት ጉጅለ 7 ኣብ ክሌማዊ ለውጢ ዝላዘብ መዛተዪ ክበብ ንምጥያሽ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሃገራት ጉጅለ 7 ኣብ ክሌማዊ ለውጢ ዝላዘብ መዛተዪ ክበብ ንምጥያሽ ተስማዕሚዐን።

እቲ ክበብ ወለታዊያን ዝኾና ሃገራት ብምትሕብባር ናህሪ ሙቐት ዓለም ምቁፅፅር ኣብ ዘኽእል ኩነታት ከምዝሰርሕ ኣብ መግለፂአን ኣፍሊጠን።

ብፍላይ ካብ ዓውዲ ኢንዱስትሪ ዝፍልፍል ጋዝ ትኹረት ከምዝግበርን ሃገራትን ኢንዱስትሪታቶምን ንዓለም ለኸ ሕጊ ንክግዝኡ ከምዝስራሕ ተገሊፁ።

እቲ ውሳነ መራሕቲ ኣባል ሃገራት ጉጅለ 7 ንሰለስተ መዓልታት ዘካየድዎ ጉባኤ እንትዛዘም ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ ምፍላጦም ሲ ጂ ቲ ኤን ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.