Fana: At a Speed of Life!

ኣብዛ ሃገር ዝካየድ ዘሎ ለውጢ ዝድግፍ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ዱከም ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዛ ሃገር ዝካየድ ዘሎ ለውጢ ዝድግፍ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ዱከም ሎሚ መዓልቲ ተሳሊጡ።

እቶም ሰልፈኛታት፥ “ኣብዛ ሃገር ዝስራሕ ዘሎ ስራሕቲ ለውጢ ንድገፍ ኢና! ኣብ ጎድኒ ኣመራርሓ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኢና!” ዝብሉን ካልኦትን ጭርሖታት ብምሓዝ እቲ ድጋፍ ሰልፊ ከምዘካየዱ ተገሊፁ።

ኣብታ ከተማን ከባቢኣን ዝነብሩ ነበርቲ ኣብቲ ድጋፍ ሰልፊ ከምዝተሳተፉ እውን ተሓቢሩ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.