Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ህንዲ ዘጋጠመ ዓሌት ኮቪድ 19 ኣተሓሳሳቢ ብምዃኑ ጥንቃቐ ክግበር ከምዘለዎ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ህንዲ ዘጋጠመ ዓሌት ኮቪድ 19 ኣተሓሳሳቢ ብምዃኑ ጥንቃቐ ክግበር ከምዘለዎ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ህንዲ ዘጋጠመ ዓሌት ኮቪድ 19 ኣተሓሳሳቢ ከምዝኾነን ዓለም ለኻዊ ስግኣት እናኾነ ከምዝመፅአን ብምግላፅ፥ እቲ ቫይረስ ክሳብ ሐዚ ኣብ 44 ሃገራት ከምዝተወዘዐ ሓቢሩ።

ብምዃኑ ኩሉ ክፋል ሕብረተሰብ ነቲ ቫይረስ ዘቃልዑ ተግባራት ብምክልኻል ጥንቃቐ ክገብር ከምዝግባእ ኣብ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.