Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ሆስፒታል ወራቤ ሓንቲ ኣዶ ኣርባዕተ ሒንጠይ ብሓደ ግዘ ተገላጊላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኮምፕርሄንሲቭ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ወራቤ ሓንቲ ኣዶ ኣርባዕተ ሒንጠይ ብሓደ ግዘ ተገላጊላ።

ወ/ሮ ነፊሳ ሸምሰዲን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ወረዳ  ሳንኩራ ከተማ ኣለምገበያ ምስተመልሰት ኢያ ተገላጊላ።

እታ ኣዶ ብመጥባሕቲ ሕክምና ሰለስተ ሓንቲ ጓል ኣነስተይቲ እትርከቦም ኣርባዕተ ሒንጠያት ብሓደ ግዘ ከምዝተገላገላገለት ተገሊፁ።

ወይዘሮ ነፊሳ ብዝተፈላለየ እዋናት ዝወለደቶም ክልተ ደቂ ከምዘለውዋ ተሓቢሩ።

እቶም ዝተወለዱ ህፃውንቲ ጥዕንኦም ዝተሓለወ ከምዝኾኑ ካብቲ ሆስፒታል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.