Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ለውጢ ክሌማ ዝዝቲ መበል 64 ፎረም ኢጋድ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ለውጢ ክሌማ ዝዝቲ መበል 64 ፎረም ኢጋድ ይሳለጥ ኣሎ።

እቲ ፎረም፥ “ኣገለግሎት እንፈታ ለውጢ ክሌማ ስጉምቲ መፍትሒ ንምውሳድ” ዝበል መሪሕ ቃል ዘለዉዎ ኢዩ ተባሂሉ።

ኣብቲ መድረኽ ትምበያታት ወርሒ ሰነ፣ ሓምለ፣ ነሓሰን መስከረምን ከምዝቐርብ ኣቐባሊ ቃል ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ኑር ሞሐሙድ ሼክ ኣፍሊጦም።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.