Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ሓደ ሰሙን ልዕሊ 101 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ካብ 5 ጳጉሜን 2013 ዓ.ም ክሳብ 6 መስከረም 2014 ዓ.ም ልዕሊ 101 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም።

እቶም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ካብ ሃገር ክወፅኡን ናብ ውሽጢ ሃገር ከኣትዉን ክብሉ ዝተትሓዙ ኢዮም ተባሂሉ፡፡

ኣተውቲ ኣቑሑት ኮንትሮባንድ 99 ሚሊየን 494 ሺሕን 237 ብር እንትኸውን፥ ክወፅእ ዝተትሓዘ ድማ 2 ሚሊየን 345 ሺሕን 48 ብር ብድምር 101 ሚሊየን 839 ሺሕን 285 ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ከምዝኾኑ ካብ ሚኒስቴር እቶት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.