Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ሓድጊ ትኹል እምኒ ዝግበር ዝነበረ ፅገና ተዛዚሙ ንበፃሕቲ ክፍቲ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)የጢያ ትክል ድንጋይ የመዳረሻ ስፍራ ጥገና ተጠናቆ ለጎብኚዎች ክፍት ምዃኑ ሚኒሰስቴር ባህልን ቱሪዝምን ኣፍሊጡ።

ስራሕቲ ፅገና እቲ ሓድጊ ብምትሕብባር ሚኒስቴር ባህሊን ቱሪዝምን በዓል መዚ ሓለዋ ሓድጊን ኢዩ ተሰሪሑ፡፡

ኣሲዳማ ዝኾነ ሓመድ እቲ ከባቢ ኣብ ልዕሊ እቲ ሓድጊ ጉድኣት ከየብፅሕ ፀሪግካ ናይ ምልዓልን ምቕያርን ስራሕ ብምስላጥ እቲ ሓድጊ ካብ ጉድኣት ምድሓን ከምዝተኸኣለ ተገሊፁ፡፡

ካብዚ ብተወሳኺ ስራሕቲ ፅገና፣ ምድላው መፍሰሲ ውሕጅ፣ ምግያፅን መሰል ስራሕቲን ምስላጦም ካብ ሚኒስቴር ባህሊን ቱሪዝምን ዝረጀኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ትኹል እምኒ ጢያ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትካል ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህሊን /ዩኔስኮ/ ሓድጊ ዓለም ኮይኑ ከምዝተመዝገበ ይፍለጥ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.