Fana: At a Speed of Life!

ኣብ መበል 18 ሻምፒዮና  ኣትሌቲክስ ዓለም ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብሰለስተ ዓይነታት ውድድር ክሳተፉ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 18 ሻምፒዮና  ኣትሌቲክስ ዓለም ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብሰለስተ ዓይነታት ውድድር ክሳተፉ ኢዮም።

ብ800 ሜትሮ ውድድር ፍርቂ ፍፃመ ደቂ ተባዕቲዮ ኣትሌት ቶሎሳ ቦደና ክሳተፍ ኢዩ።

ለይቲ ሰዓት 10ን 10ን ኣብ ዝካየድ መፃረዪ 5 ሺሕ ውድድር÷ ኣትሌት ሰለሞን ባረጋ፣ ኣትሌት ጥላሁን ሃይሌ፣ ኣትሌት ሙክታር እድሪስን ኣትሌት ዮሚፍ ቀጄልቻን ክወዳደሩ ኢዮም።

ለይቲ ሰዓት 9:10 ኣብ ዝካየድ 800 ሜትሮ መፃረዪ ውድድር ድማ፥ ኣትሌት ደርቤ ወልተጂ ፣ ኣትሌት ሃብታም ኣለሙን ኣትሌት ፍሬወይኒ ሃይሉን ናብ ቀፃሊ ውድድር ንምሕላፍ ክሳተፋ ኢየን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.