Fana: At a Speed of Life!

ኣብ መፃረዪ ውድድር 5 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ንፍፃመ ሓሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣  23 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ቶኪዮ ኦሊምፒክ መፃረዪ ውድድር 5 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ንፍፃመ ሓሊፈን።

ኣብ ናይ መጀመሪያ ምድብ ኣትሌት ሰንበሬ ተፈሪ ሳልሰይቲ፣ እጅጋየሁ ታዬ ድማ ራብዐይቲ ብምዃን ውድድረን ዛዚመን።

ኣብ ካልኣይ ምድብ ድማ ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ቀዳማይ ደረጃ ብምሓዝ እቲ መፃረዪ ውድድር ዛዚማ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.