Fana: At a Speed of Life!

ኣብ መፃረዪ ውድድር 800 ሜትሮ ደቂ ተባዕቲዮ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ናብ ዝቕፅል ፍርቂ ፍፃመ ሓሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሎሚ ኣማሲዩ ኣብ ኮሎምቢያ ካሊ ኣብ ዝተኻየደ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ትሕቲ 20 ዓመት መፃረዪ ውድድር 800 ሜትሮ ደቂ ተባዕቲዮ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ናብ ዝቕፅል ፍርቂ ፍፃመ ሓሊፎም።

ኣትሌት ኤርሚያስ ግርማ 1 ደቒቓን 48 ሰከንድን 39 ማይክሮ ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ቀዳማይ ብምውፃእ፣ ኣትሌት መርሲሞይ ካሳሁን 1 ደቒቓ 48 ሰከንድን 54 ማይክሮ ሰከንድን ብምእታው ናብ ዝቕፅል ፍርቂ ፍፃመ ሓሊፎም።

ብተመሳሳሊ ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ መፃረዪ ውድድር ደቂ ኣኒስቲዮ ኣትሌት መብርሂት መኮንን 4 ደቒቓ 18 ሰከንድን 97 ማይክሮ ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ቀዳማይቲ ኮይና ብምእታው ናብ ዝቕፅል ፍፃመ ውድድር ምሕላፋ ኣረጋጊፃ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.