Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ማይካድራ ብዝተፈፀመ ገበን ተሳትፎ ኣለዎም ኣብ ልዕል ዝተብሃሉ ተጠርጠርቲ ዝተጀመረ ከይዲ ምስማዕ ምስክርነት ሎሚ መዓልቲ እውን ቀፂሉ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማይካድራ ብዝተፈፀመ ገበን ተሳትፎ ኣለዎም ኣብ ልዕል ዝተብሃሉ ተጠርጠርቲ ዝተጀመረ ከይዲ ምስማዕ ምስክርነት ሎሚ መዓልቲ እውን ቀፂሉ ኣሎ።

ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ኣራዳ ምድብ መጋባእያ ዓቃቤ ሕጊ ትማሊ ካብ ዘቕረቦም 11 ምስክራት ውሽጢ ሰለስተ ኣስሚዑ።

ዝተረፉ ድማ ሎሚ መዓልቲ የስምዕ ኣሎ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.