Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ምምሕያሽ ሃገር ቦቆል ኢኮኖሚ ዘተ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፈፃፅማ ቀዳማይ ምዕራፍ ምምሕያሽ ሃገር ቦቆል ኢኮኖሚን ምድላው ቀፃሊ ምዕራፍን ዝጠመተ ዘተ ይግበር ኣሎ።

ትማሊ ኣፈፃፅማ ስራሕ 9 ኣዋርሕ 2015 ዓ.ም መደባት መንግስቲ ምግምጋሙ ይዝከር።

ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ሚኒስትር ዴኤታታት፣ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝብን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን፣ ሓለፍቲ ዝተፈላለያ ትካላት ይሳተፉ ኣለዉ።

ኣብቲ ሎሚ መዓልቲ ዝግበር ዘሎ ዘተ፥ ካብ 2012 ክሳብ 2015 ዓ.ም ዝተተግበር ምምሕያሽ ሃገር ቦቆል ኢኮኖሚ  ኣፈፃፅምኡ ብምድህሳስ ኣብቲ ዝተዳለወ ካልኣይ ምዕራፍ ዝጠመተ ሪፎርም ዘተ ክግበር ኢዩ ተባሂሉ።

ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር)፥ መንግስቲ ነቲ ሃገር ቦቆል ኢኮኖሚ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ተግባራዊ ብምግባር ኣብ ዝተ6ፈላለዩ ፅዕንቶታት ብምዃን ውፅኢት ኣመዝጊቡ ኢዩ ኢለን።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.