Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ምብራቕ ሪጂን ኣገልግሎት ኢንተርኔት ራብዓይ ትውልዲ ኤል ቲ ኢ ኣድቫንስድ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣገልግሎት ኢንተርኔት ራብዓይ ትውልዲ ኤል ቲ ኢ አድቫንስድ ኣብ ምብራቕ ሪጂን ኣጀሚሩ።

ጅግጅጋ፣ ጎዴ፣ ፊቅ፣ ደገሃቡር፣ ቀብሪ በያህ፣ ዋርዴር እና ቀብሪ ደሀር ተጠቀምቲ እቲ ኣገልግሎት ዝኾና ከተማታት ኢየን።

እቲ ኣገልግሎት ልዑል ኣገልግሎት ሞባይል ዳታት ኢትዮ ቴሌኮም ምጥቃም ዘኽእል ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ወይዘሪት ፍሬህይወት ታምሩ፥ ተበፃሕነት ኣገልግሎት ኢንተርኔት ራብዓይ ትውልዲ ኤል ቲ ኢ ኣድቫንስድ ንከህሉ ሰራሕተኛታት እቲ ኩባኒያ ንዝገበርዎ ፃዕሪ አመስጊነን።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.