Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ንዘለዉ ተጎዳእቲ ንምድጋፍ ዘኽእል 2 ነጥቢ 4 ቢሊየን ዶላር ከምዝተረኸበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ንዘለዉ ተጎዳእቲ ንምድጋፍ ዘኽእል 2 ነጥቢ 4 ቢሊየን ዶላር ከምዝረኸበ ተገሊፁ።

እቲ ገንዘብ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ኣብ ኬኒያን ሶማሊያን ዝርከቡ ኣስታት 32 ሚሊየን ዘኾኑ ዜጋታት ደገፍ ንምግባር ዝሕግዝ ኢዩ ተባሂሉ።

እቲ ደገፍ፥ ካብ ማሕበረሰብ መሻርኽቲ ውሕመ፣ ሰብኣዊ ትካላት፣ ሰብ መዚን ሓገዝ ዝህባ ትካላትን ከምዝተረኸበ ኣብ ቢሮ ምትሕብባር ጉዳያት ሰብኣዊ ደገፍ(ኦቻ) ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ኣብ ኒውዮርክ ኣብ ዝተዳለወ መርሃግብሪ ምትእኽኻብ እቶት እቲ ደገፍ ከምዝተረኸበ ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.