Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ምኽባር ድሕንነትን ጥቕሚን ዜጋታት ኢትዮጵያ ኣድላዪ ሓገዝ ክንገብር ኢና – ባህሬን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምኽባር ድሕንነትን ጥቕሚን ዜጋታት ኢትዮጵያ ኣድላዪ ሓገዝ ከምዝገብሩ ሚኒስቴር ጉዳያት ወሽጢ ዓዲ ባህሬን ሼክ ናስር ቢን ኣብዱለራህማን ኣልካልፋ ገሊፆም።

መራሒት ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ኢትዮጵያ ኣብ ባህሬን ኣምባሳደር ጀማል በከር ምስ ቀዋሚ ተፀዋዒ ሚኒስቴር ጉዳያት ወሽጢ ዓዲ ባህሬን ሼክ ናስር ቢን ኣብዱለራህማን ኣልካልፋ ኣብ ምኽባር ድሕንነት፣ መሰልን ረብሓን ኢትዮጵያውያን ኣመልኪቶም ተዛቲዮም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.