Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ሞንጎ ሚኒስቴር ገንዘብን ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን ስምምዕነት ሓገዝ 14 ሚሊየን ዶላር ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ሚኒስቴር ገንዘብን ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን ንመተግበሪ መርሃ ግብሪ ዘላቒ ልምዓት ማይን ዝተመሓየሸ ህይወትን ዝውዕል ስምምዕነት ሓገዝ 14 ሚሊየን ዶላር ተፈሪሙ።

እቲ ገንዘብ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ቦረና ንልምዓት ብለውጢ ንብረት ኣየር ዘይብዳህ ከባ፣ ስርዓተ ፆታ ዘገናዘበ ዝተዋደደ ዘላቒ ልምዓት ማይ፣ ኣገልግሎት ፅሬት ከባቢን ውልቀን ንምስፋሕን ሕፅረት ማይ ኣብ ዘለዎም ከባቢታት ዝነብሩ ሰበኽ ሳግም ብጥዕና፣ ማሕበራዊ ናብራ፣ ስነ-ምግቢን ኣብ ውሕስና ምግቢ ዝሳለጡ ተግባራትን ንምሕጋዝ ከምዝውዕል ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.