Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ራያ ቆቦ ካልኣይ ብርኪን መሰናድኦን ቤት ትምህርቲ ሮቢት 19 ንፅልን ጅምላን መቓብራት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ካልኣይ ብርኪን መሰናድኦን ቤት ትምህርቲ ሮቢት 19 ናይ ንፅልን ጅምላን መቓብራት ተረኺቦም።

ኣብቲ ወረዳ 129 ኣቢያተ ትምህርቲ ዘረፋን ዕንወትን ከምዝበፅም ካብ ሚኒስቴር ትምህርቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ምህርቲ ወረዳ ራያ ቆቦ ኣይተ መንገሻ በላይ ነጋ ከምዝገለፁዎ፥ ኣብ ውሽጢ ቀፅሪ ካልኣይ ብርኪን መሰናድኦን ቤት ትምህርቲ ሮቢት ካብ ዝተረኸቡ 19 መቓብራት እቶም ሰለስተ ኣብ ሕድሕዶም ልዕሊ 30 ኣስከሬን ዝተቐበሩሎም ኢዩም።

እቲ ወራሪ ጉጅለ ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ እቲ ወረዳን ኣብቲ ወረዳ ዝርከቡ ሸውዓተ 2ይ ብርኪ ኣቢያተ ትምህርቲን ሓዊሱ 129 ኣቢቲ ትምህርቲ ብምውራር ዘረፋ ምፍፃሙን ዕንወት ምብፅሑን ተዛሪቦም።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.