Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ሱዳን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ኣብ ልዕሊ ኣሸባሪ ህወሓት ዝውሰድ ስጉምቲ ብምድጋፍ ሰልፊ ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሓምለ፣ 2013 ( ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሱዳን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ኣብ ልዕሊ ኣሸባሪ ህወሓት ዘውሰድ ስጉምቲ ብምድጋፍ ሰልፊ ኣካይዶም።

እቶም ሰልፈኛታት ኣብ ካርቱም ኣብ ዘካየድዎ ሰልፊ፥ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝግበር ፅዕንቶን ኢድ ኣእታውነትን ወፃኢ ኣጥቢቕና ነውገዝ ኢሎም።

በዓል ሙሉእ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሱዳን ይበልጣል ኣእምሮ፥ እቶም ሰልፈኛታት ጉዳይ ሃገሮም ኣተሓሳሲቡዎም ንመንግስቲ ድጋፍ ንምሃብን ፅዕንቶታት ንምውጋዝን ናብኣደባባይ ምውፅኦም አመስጊኖም።

እቲ ኣሸባሪ ጉጅለ ልዕሊ ህፃናት፣ ደቂ ኣኒስቲዮን ኣረጋውያንን ብምስላፍ ዝፍፅሞ ዘሎ ትንኮሳ ክውገዝ ይግበኦ ምባሎም ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.