Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት በዓል ዓወት ዓድዋ ዝዝክር ዓውደ ምርኢት ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት በዓል ዓወት ዓድዋ ዝዝክር ንሰለስተ ተኸታተልቲ መዓልቲታት ዝፀንሕ ዓውደ ምርኢት ንህዝቢ ተኸፊቱ።

እቲ ዓውደ ምርኢት ካብ ሎሚ መዓልቲ 21 ክሳብ 23 ለካቲት 2014 ዓ.ም ንህዝቢ ክፍቲ ክኸውን ኢዩ።

ጀጋኑ ኢትዮጵያውያን ንናፅነት ሃገር ዝኸፈሉዎ ዋጋ ኣብቲ ዓውደ ምርኢት ከምዝዝከር ሚኒስትር ዲኤታ ባህሊን ስፖርትን ወርቅነሽ ብሩ ገሊፀን።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.