Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ቤት ኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ባህርዳር ከተማ ምስ ወላይታ ዲቻ ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 12 ሰሙን ፀወታ ቤት ኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ባህርዳር ከተማ ምስ ጋንታ ወላይታ ዲቻ ባዶ ንባዶ ማዕረ ተፈላሊየን።

ኣብ ባህርዳር ከተማ ዓለም ለኸ ስታዲየም ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ክልቲአን ጋናታታት ሽቶ ከመዝግባ ኣይከኣላን፡፡

ስለዝኾነ ድማ ባዶ ንባዶ ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ተዛዚሙ፡፡

ካሊእ ናይ ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ ጋንታታት ወልቂጤ ከተማን ሰበታ ከተማን ክራኸባ ኢየን፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.