Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ታሪኽ ዓወተ ዓድዋ ደቂ ኣንስትዮ ዕዙዝ ግደ ከምዝነበረን ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ታሪኽ ዓወተ ዓድዋ ደቂ ኣንስትዮ ዕዙዝ ግደ ከምዝነበረን ተገሊፁ፡፡

ዓወት ዓድዋ ካብ ኢትዮጵያዊያን ሓሊፉ ንመላእ ኣፍሪካዊያን ካብ ባዕዳዊ መግዛእቲ ናፃ ንምውፃእ ኣብ ዝገብርዎ ቃልሲ ግደ ደቂ ኣንስትዮ ብስንቂ ምድላው ይኹን ኣብ ዓውደ ኲናት ይሳተፋ ከምዝነበራ ምስ ጣብያና ፃንሒት ዝገበሩ ኣይተ ኣማን ኣብዱልወሃብ ተዛሪቦም፡፡

ታሪኽ ዓወት ዓድዋ ኢትዮጵያ ኣብ ኢድ ባዕዳዊ መግዛእቲ ንከይትወድቕ ኣብ ምግባር ብርክት ዝበላ ኢትዮጵያውያን ደቂ-ኣንስትዮ ካብ ስንቂ ምድላው ክሳብ እቲ ኲናት ተሳትፎ ደሚቕ ታሪኽ ከምዘመዝገባ ገሊፆም፡፡

ወሲኾም ድማ  እቲ ሐዚ ዘሎ  ወለዶ ካብ ናይ ኣቦታቱ ሓድነትን ጅግንነትን  ትምህርቲ ብምውሳድ ኣብ ላኣላዊነት ሃገሩ ዘይደራደር ንክኸውንን ኣብ ዝኣተዎ ስራሕ ሓቃዊነት ዘለዎ ስራሕ ንክሰርሕን ኣይተ ኣማን ኣብዱልወሃብ ፀዊዖም ፡፡

ብምሕረት ለኣከ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.