Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ትግራይ ልዕሊ 800 ኩንታል ናይ ሓገዝ እኽሊ ብዘይሕጋዊ መገዲ ወፂኡ እንትጓዓዓዝ ኣብ ቁፅፅር ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) መንግስቲ ፌዴራል ንነበርቲ ከተማ ሽረን ከብቢኣን ዝለኣኾ ልዕሊ 800 ኩንታል ናይ ሓገዝ እኽሊ ብዘይሕጋዊ መገዲ ወፂኡ እንትጓዓዓዝ ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ወፍሪ ፀፅታ ህፁፅ ጊዘ ኣዋጅ ከተማ ሽረ ኣፍሊጡ።

በቲ ተግባር ዝተጠርጠሩ 10 ሰባት ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ድማ ተገሊፁ።

መንግስቲ ንህዝቢ ዝለኣኾ ሰብኣዊ ደገፍ ኣብ መዓልኡ ክውዕል ከምዘለዎ እውን ተሓቢሩ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ
ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.