Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ትግራይ ሕብረተሰብ ክሳብ 10  መጋቢት ኣብ ዘለዉ መዓልታት እቲ ኣረጊት ብር ሙሉእ ንሙሉእ ንክቕየር መተሓሳሰቢ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ሕብረተሰብ ክሳብ 10  መጋቢት ኣብ ዘለዉ መዓልታት እቲ ኣረጊት ብር ሙሉእ ንሙሉእ ንክቕየር ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ መተሓሳሰቢ ሂቡ።

ኣብቲ ክልል ብመሰረት ዝነበረ ምንቅስቓስ ምኽባር ሕጊ ምቕያር ብር ተኣጓጉይሉ ከምዝፀንሐ ብምግላፅ፥ ነዚ ተሓሳቢ ብምግባር ትሕቲ 100 ሽሕ ኣረጊት ብር ዘለዎም ንክቕይሩ 14 መዓልቲ ተዋሂቡ ከምዝነበረ ኣዘኻኣኺሩ።

ስለዝኾነ እቲ ሐዚ ተዋሂቡ ዘሎ ክሳብ 10  መጋቢት ኣብ ዘለዉ መዓልታት እቲ ኣረጊት ብር ሙሉእ ንሙሉእ ናይ ምቕያር ዕድል ኣብቲ ክልል ዘለዉ ኩሎም ጨንፈራት ንግዲ ብምኻድ እቲ ብር ንይምቕያር ተግብር ክፍፀም ከምዘለዎ ተሓቢሩ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ
ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.