Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ትግራይ ኢንተርፕራይዛት ንምጥንኻር ዘኽእል 369 ሺሕ ዶላር ደገፍ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብ ደኣንት ንዝተዋፈሩ 500 ኢንተርፕራይዛት ንምጥንኻር ዘኽእል 369 ሺሕ ዶላር ደገፍ ተረኺቡ።

ኤጀንሲ ልምዓት ምርግጋፅ ውሕስነት ምግቢ ከተማታት እቲ ክልል ከምዝበሎ፥ ኣብቲ ብዝነበረ ፀገም ኪሳራ ንዘጋጠሞም ኢንተርፕራይዛት  ዝውዕል ኢዩ።

ብመሰረት እዚ ኣብ ሰለስተ ክፍለ ከተማታት መቐለ፣ ማይጨው፣ ዓዲግራት፣ ዓብይ ዓዲ፣ ዓድዋን ኣክሱምን ዘለዉ ኢንተርፕራይዛት ተረባሕቲ ክኾኑ ኢዮም።

እቲ ደገፍ ስእነት ስራሕ ንምቅላል ዝሕግዝ ኢዩ ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.