Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ትግራይ ኣቕርቦት ሰብኣዊ ደገፍ ንምጥንኻር ዘኽእል መምርሒ ተዳሊዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ኣቕርቦት ሰብኣዊ ደገፍ ንምጥንኻር ዘኽእል መምርሒ ከምዝተዳለወ ጊዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ገሊፁ።

ቤት ምኽሪ ፀፅታ እቲ ክልል ኣብ ዘዳለዎ ስርዓት ኣተገባብራ ተፍቲሽ ኬላ ብዝምልከት፥ ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ጊዚያዊ ምምሕዳር ዶክተር ኣብርሃም በላይን ኣካላት ፀጥታን ምስ ተወከልቲ ትካላት ሓገዝ ተዛቲዮም።

ዶክተር ኣብርሃም፥ እቲ መምርሒ ሰብኣዊ መሰል ዜጋታት ብዘኽበረ መገዲ ሰብኣዊ ሓገዝን ካሊእን ንምቅልጣፍ ዝሕግዝ ኢዩ ኢሎም።

ሕጋውነት ንዘለዎም ናውትታት፣ ፍቓድ ንዝረኸቡ ጋዜጠኛታት፣ ትካላት ረድኤት፣ ኤምባሲታትን ወዘተ ምቹው ኩነታት ከምዝፈጥር እውን ተዛሪቦም።

ወቅታዊ፣ትኩስ እና የተሟሉ መረጃዎችን ለማግኘት፡-
ድረ ገጽ፦ https://www.fanabc.com/
ፌስቡክ፡- https://www.facebook.com/fanabroadcasting
ዩትዩብ፦ https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/
ቴሌግራም፦ https://t.me/fanatelevision
ትዊተር፦ https://twitter.com/fanatelevision በመወዳጀት ይከታተሉን፡፡
ዘወትር፦ ከእኛ ጋር ስላሉ እናመሰግናለን!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.