Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ቻይና ቁፅሪ ተረባሕቲ 5 ጂ ኢንተርኔት 450 ሚሊየን በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቻይና ቁፅሪ ተረባሕቲ 5 ጂ ኢንተርኔት 450 ሚሊየን ከምዝበፅሐ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪን ቴክኖሎጂን እታ ሃገር ኣፍሊጡ።

ኣገልግሎት ዓማዊል ብግቡእ ኩነታት ዘሳልጥ ልዕሊ 1 ነጥቢ 16 ሚሊየን ማእኸላት 5 ጂ ኢንተርኔት ከምዘለዉ ሓቢሩ።

ነዚ ስዒቡ ኣብታ ሃገር ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ካብ ዓውዲ ቴሌኮም ዝተረኸበ እቶም ምስ ሕሉፍ ተመሳሳሊ እዋን እንትነፃፀር ብ28 ሚኢታዊ ዕብየት ከምዘርኣየ ዢንዋ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.