Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኔፓል ኣውሮፕላን ተሓምሺሻ ህይወት 40 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማእኸላይ ኔፓል ብሓደጋ ምሕምሻሽ ኣውሮፕላን ብውሑዱ 40 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ፡፡
እታ ኣውሮፕላን፥ 72 መንገደኛታት ኣሳፊራ ካብ ከተማ ካትማንዱ ናብ ፖክሃራ እናበረረት ዝነበረት ኣውሮፕላን መገዲ አየር የቲ ከምዝኾነት ተገሊሊፁ፡፡
እታ ኣውሮፕላን ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ማእኸላይ ኔፓል ክትዓልብ ኣብ ዝተቓረበትሉጨከባቢ ዘጋጠመ ሓደጋ ከምዝኾነ እውን ተሓቢሩ፡፡
በዚ ድማ ክሳብ ሕዚ ናይ 40 ሰባት ኣስከሬን ከምዝተረኸበ ቢቢሲ ፀብፂቡ፡፡
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.