Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘለዉ ኣማራፅታት ኢንነቨስትመንተ ዘተኮረ ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጣሊያን ደሚቱ ሀምቢሳ ምስ ኮሚቴ ዓለም ለኸ ርክብ ቤት ምኽሪ ንግዲ ግሪክ ኒሎላዎስ ቫዚሎ ተዛቲየን።

እቲ ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘለዉ ኣማራፅታት ኢንነቨስትመንተ ዘተኮረ ኢዩ ተባሂሉ።

ሰብ ሃፍቲ ግሪክ ኣብ ዓውዲ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ዝሳተፍሉ ኩነታት ዘተ ከምዝገተገበረ ካብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጣሊያን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ብመሰረት እዚ እቶም ሰብ ሃፍቲ ብቤት ምኽሪ ንግዲን ኢንቨስትመንት ኢንዱስትሪን ኣቢሎም ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዘሎ ዓውዲ ኢንቨስትመነት ብዛዕባ ዝሳተፍሉ ኩነታት ተላዚቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.