Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣሜሪካ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ልዕሊ 7 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዶላር ዋጋ ዘለዎም መድሓኒታትን እታዎታት ሕክምናን ደገፍ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ኣሜሪካ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ልዕሊ 7 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዶላር ዋጋ ዘለዎም መድሓኒታትን እታዎታት ሕክምናን ደገፍ ገይሮም።

ኣብ ሚኒሶታ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ኢትዮጵያ ብመሰረት ዘቕረበሎም ሕቶ፥ በዓል ዋና ሜዲካል ኤክስፕረስ ትሬዲንግ ኣይተ እዩኤል ዮሴፍ ዘለቀ ዳይሬክት ሪሊፍ ኢንተርናሽናል ምስ ዝተብሃለ ትካል ብምትሕብባር እቶም መድሓኒታትን ሰፕላይስን ብመገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣቢሎም ብናይ ባዕሎም ወፃኢ ብምጉዕዓዝ ቀፃሊ ዕለተ ረቡዕ ናብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝበፅሕ ተገሊፁ።

እቲ ቤት ፅሕፈት ቆነስላ ንዝተገበረ ደገፍ አመስጊኑ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.