Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 76 ሺሕ ተምሃሮ ፈተና 8ይ ክፍሊ ይወሰወዱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክልላዊ ፈተና 8ይ ክፍሊ ምሃብ ተጀሚሩ።

ኣብቲ ክልላዊ ፈተና 8ይ ክፍሊ፥ ልዕሊ 76 ሺሕ ተምሃሮ ኣብ 174 ጣቢያታት መፈተኒ ክወስዱ ኢዮም ተባሂሉ።

ቢሮ ትምህርቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከምዝሓበሮ፥ እቲ ክልላዊ ፈተና ዝቕፅል ዓርቢ ክዛዘም ኢዩ።

ፍልፍል፡- ኢቢሲ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.