Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኤግዚብሽን ፍሪያታት ግብሪና ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኤግዚብሽን ፍሪያታት ግብሪና ኣብ ኮሚሽን ኢኮኖሚክስ ኣፍሪካ ተኸፊቱ።

እቲ ኤግዚብሽን “ግብርና ልዑል ፅዕንቶ ንክፈጥር ምኽኣል” ብዝብል መሪሕ ቃል ይካየድ ከምዘሎ ተገሊፁ።

ሚኒስቴር ግብርና፣ ኢንስቲትዩት ግብርናን ትራንስፎርሜሽንን ኢትዮጵያን ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ኢትዮጵያን ዘሰናድእዎ ኢዩ ተባሂሉ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.