Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክልላዊ ፈተና ሻምናይ ክፍሊ 24ን 25ን ሕዳር ክወሃብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ህዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክልላዊ ፈተና ሻምናይ ክፍሊ 24ን 25ን ሕዳር ክወሃብ ኢዩ ተባሂሉ።

ቢሮ ትምህርቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ከምዝበሎ፥ እቲ ፈተና ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልታ ክወሃብ ኢዩ።

ተምሃሮ ኣብቶም ዝተረቑሑ መዓልታት ኣብ ጣቢያታት ፈተና በሰዓቶም ንክርከቡ ኣተሓሳሲቡ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.