Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ሰልፊ ብሰላም ምዝዛሙ ፖሊስ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) -“ድምፅና ንነፃነትናን  ሉኣላዊነትናን” ብዝብል  መሪሕ ቃል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ ብሰላም ምዝዛሙ ኮሚሽን ፖሊስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ።

ንዕውትነት እቲ ፕሮግራም ደገፍ ንዝገበሩ ኣካላት ፀጥታ  አመስጊኑ።

ሕብረተሰብ ዝገብሮ ዘሎ  ኣስተዋፅኦ ድማ ኣጠናኺሩ ንክቕፅል ፃውዒት ኣቕሪቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.