Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ኣብ ትግራይ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ኤርትራ ንዝበፅሕ ዘሎ ግፍዕን ምንግልታዕን ብምቅዋም ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም።

እቶም ሰልፈኛታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከብ ቤት ዕዮ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ብምርካብ ኢዮም ድምፆም ኣስሚዖም።

“ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝበፅሕ መጥቃዕቲ ደው ይበል፣ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ድምፅና ይስማዕን ካልኦት ጭርሖታትን ብምሓዝ ድምፂ ተቓውሞኦም ኣስሚዖም።

ኣብቲ ሰለማዊ ሰልፊ፥ ጉድኣት ኣካል፣ ህፃናትን ሽማግለታትን ከምዝተሳተፉ ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.