Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣፈፃፅማ ስርዓት ሽግግር ፍትሒ ትኹረት ብምግባር ንኣምባሳደራት ሕብረት ኣውሮፓ ገለፃ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣፈፃፅማ ስርዓት ሽግግር ፍትሒን ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ሓላፍነት ኣብ ኢትዮጵያ ዝተመደበ ዓለም ለኸ ኮሚሽን ሰብ ሞያታት ሰብኣዊ መሰል ዘለዋ ቅዋም ትኹረት ብምግባር ንኣምባሳደራት ሕብረት ኣውሮፓ ገለፃ ተገይሩ።

ላዐለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ፍትሒን ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሬኢ÷ መቐመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝገበሩ ኣምባሳደራት ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ተዛቲዮም፡፡

ዘተኦም ድማ ኣብ ጉዳያት ሓለዋ ሰብኣዊ መሰልን ተሓታትነትን ብሓባር ንምስራሕ ዝዓለም ከምዝኾ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ሚኒስትር ፍትሒ ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቴዎስ÷ ኢትዮጵያ ኣብ ፕሪቶሪያ ዝተፈረመ ስምምዕነት ሰላምን ቀፃሊ ማዕቐፋት ኣፈፃፅማን ሙሉእ ብሙሉእ ንምትግባር ቆራፅ ከምዝኾነት ዳግም ኣረጋጊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.